Advertisement

The Eritreans record was magnificent: Tropical 2020

The Eritreans record was magnificent: Tropical 2020 The Eritreans record was magnificent: Tropical 2020

ኤሪትርውያን ተቐዳደምትና ዘደንቕ ብቕዓት ኣብ ዙር ጋቦን 2020

ን7 መድረኻት ክካየድ ዝቐነየ ዙር ጋቦን ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ተቐዳዳማይ ጋንታ ናቹራል ፎር ኤቨር ጆርዳን ለቫስየር ንናትናኤል ተስፋጽዮን ብሓንቲ ካልኢት በሊጹ ዕዉት ብጫ ማልያ ዙር ጋቦን 2020 ኮይኑ።

ጻዕዳ ማልያ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሄኖክ ሙሉብርሃንን፡ ዳዊት የማነን ብቕደም ተኸተል ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ታርታ ሒዘም ወዲኦም።

ንኣንበሳ ዓቐብ ነጠብጣብ ማልያ እውን ዳዊት የማነ ክዕወተላ ክኢሉ ኣሎ።

ብነጥቢ እትውሃብ ቀጠልያ መልያ'ውን ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ብ144 ክዕወተላ ክኢሉ ኣሎ።

ብጋንታ፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካልኣይቲ ኮይና ውድድራ ዛዚማ ኣላ።

መንእሰያት ተቐዳደምትና ስለቲ ንሰሙን ዘካየድኩሞ ጻዕሪ ክብሪ ይሰማዕኩም፡
ውጽኢትኩም ኣብ ልብና ኢዩ ሰፈሩ።

Savana/ሓበሻ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here



© 2019 Copyright: Savana/ሓበሻ

Savana/ሓበሻ,cycling sport,uci gabon 2020,Tropical 2020,gabon,eritrea,rwanda,algeria,france,italy,eritrean cycling,cameroon,

Yorum Gönder

0 Yorumlar